Tuesday , April 30 2024

ቤት ትምህርቲ ጊልዳ ተመሃሮ ዝዋረዱላ እያ ኔራ ዝብል ክሲ ይቐርበላ

https://sverigesradio.se/artikel/former-students-describe-humiliation-and-bullying-at-leading-beauty-school

ኣብ ሓንቲ ካብተን ዝዓበያ ኣብያተ ትምህርቲ ጽባቐ ሽወደን ዝኾነት ቤት ትምህርቲ ጊልዳ ዝተማህረት ሓንቲ መንእሰይ፡ ተማሃሮ ሓባራዊ መቕጻዕቲ ከም ዝወርዶም ዝግበረላ ሰባት ብደርጃ ዝምደቡላን እያ ክትብል ወቒሳ ። “ጒልበተይ ብናጻ እናገበርኲ ዝኸፍልኩም ዘለኹ ኮይኑ’ዩ ዝስምዓኒ” ክብል ሓደ ተማሃራይ ንፒ3 ኒውስ ሬድዮ ሽወደን ገሊጹ። መስራቲት ናይቲ ቤት ትምህርቲ ጊልዳ ሊልጀብላድ ኮርንስትራ፡ ነቲ ኣስታት 20 ተማሃሮ ዝሃብዎ ምስክርነት ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ ርእይቶ፥ መግለጺ እዞም መንእሰያት ብዛዕባ እታ ኣስታት 2000 ተማሃሮ ዘሰልጠነት ቤት ትምህርቲ ቅኑዕ ስእሊ ኣይህብን እዩ ኢላ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com