Sunday , April 28 2024

ብሰንኪ ምልባዕ ክሮና ቫይረስ ተወሰኽቲ ቀይድታት ክግበሩ ምኻኖም ተፈሊጡ።


ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎቨን ምስ ምክትሉ ኢዛቤላ ሎፌንሎሚ ዕለት 8 ዲሰምበር 2020 ሰዓት 16:15 ኣብ ዝህብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ብሰንኪ ምልባዕ ክሮና ቫይረስ ተወሰኽቲ ቀይድታት ክግበሩ ምኻኖም ካብ ዓንኬል ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝወጸ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።


ክቡራት ተኸታተልትና ንዝርዝር ትሕዝቱኡ ኣብ ናይ ምሸት ፈነወ ዜና ከነቅርቦ ምዃና እንዳሓበርና ክትከታተሉ ንዕድም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com