Friday , April 26 2024

ብኢሜል ካብ ዝለኣኽ ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ ክጥንቀቑ ፖሊስ ሽወደን ኣተሓሳሲቦም!!

ፖሊስ ሽወደን ብኢሜል ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ እተላእከሎም ሰባት ገንዘብ ካብ ምሕዋል ክጥንቀቑን አረ”ውን መልሲ ካብ ምሃብ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲቦም። ከምዚ ዝኣመሰለ መልእኽቲ ዝመጾም ሰባት ኣብ ቀረባ እዋን ብዙሕ ስምዕታ ከቕርቡ ምጽንሒምን ክሳብ 2000 ዶላር ክኸፍሉ ዘስገድድ መልእኽቲ ምቕባሎምን ምሕባሮም ፖሊስ ትገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com