Saturday , April 27 2024
Xinhua/TT

ተረርቲ ሕጊታት ባንክ ንቢዝነሳትን ውድባት ረድኤትን ሽግር ይፈጥሩ።

ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ፡ ከምኡውን ን ግብረሽበራውያን ጒጅለታት ዝግበር ፋይናንሳዊ ሓገዛት ንምዕጋት ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝወጸ ተረርቲ ሕጊታት፡ ኣብዚ ሕጂ ኣዋን ዕድጊን ሕሳብን ክዕጸዉ ይገብር ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ኣገባብ፡ ሽወደን ምስ ከም ዒራቕ ዝኣመሰላ ሃገራት ንእትገብሮ ንግዳዊ ርክባት ብኣሉታ ከም ዝጸሉ፡ ሓይደር ኢብራሂም ካብ ጨንፈር ንግድ ሽወደንን ዒራቕን ገሊጹ። እዚ ሓድሽ ሕጊ፡ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ኣሉታዊ ሳዕቤናት ክህልዎ ከም ዝኽእል ግንዛበ ከም ዘለዎ፡ እንተኾነ ግና እቶም ሕጊታት ኣገደስቲ ምዃኖም ከም ዝኣምን ሚኒስተር ፋይናንሳዊ ዕዳጋ ኒክላስ ዊክማን ን ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com