Tuesday , April 30 2024
Credit: Henrik Montgomery/TT

ነዊሕ መስርዕ ንምሕዳስ ፓስፖርት።

ኣብ ሽወደን ብፍላይ ድማ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ፓስፖርት ንምሕዳስ ነዊሕ መስርዕ ተፈጢሩ ምህላዉ ተገሊጹ።

ፓስፖርቶም ክሕደሰሎም ዝደልዩ ሰባት ኣብ ከባቢኦም ብዝርከብ መደብር ፖሊስ ኣቢሎም ቦታ ክሓዝኡ ከም ዝኽእሉ ዝገለጸ እቲ ሓበሬታ እንተኾነ ግና ኣብ ገሊኡ ቦታታት ሕዙእ ቦታ ኣዝዩ ብምውሓዱ ንምርካብ ኣሸጋሪ እንኾነ ይመጽእ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪታ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com