Saturday , April 27 2024
Bild: Kamran Jebreili/AP

ነፈርቲ ሑቲ ቱቦታት ነዳዲ ስዑዲ ኣጥቂዖም።

የመናዊ ጒጅለ ሑቲ ኣብ ዒላማታት ስዑዲ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ዝተባህለ መጥቃዕቲ ፈንዮም።

እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ክልተ መደበራት ቱቦታት ነዳዲ ዘተኮረ እዩ።

እዞም መደበራት ቱቦታት ነዳዲ ዋንነቶም ናይ Aramco ቊ. 8 ን 9 ኮይኖም፡ነዳዲ ካብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር ናብታ ካብ ከተማ ሪያድ 380 ኪ.ሜ ርሒቐን ዝርከባ ዳዋድሚን ዓፊፍን ዝወስድ እዩ ክብል ኣልጀዚራ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com