Saturday , April 27 2024

ነፍሰ ጾራት፡ ብዝረኽበኦ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዕጉባት ምዃነን ገሊጸን

ዝላዓለ ቁጽሪ ዘሎወን ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ብጥንስን ሕርስን ኣገልግሎት ሕክምና ካብ ዝረኸባ ኣዴታት ካብ እዋን ሕርሰን ስጋብ መወለዳን ብዝረኸበኦ ሕክምና ሕክምናዊ ኣገልግሎት፣ ኣዝየ ዕጉባት ከምዝኾና ሓደ ወጎኣዊ ዝኾነ ሕክምናዊ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ።

እዚ ብክፍሊ ሕክምና መወልዳን ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ፣ ልዕሊ ሓምሳን ክልተን ሚእታዊት ካብተን ኣብዚ መጽናዕቲ ዝተሳተፋ ኣዴታት ካብ እዋን ጥንሰን ክሳብ ሕርሰን ብድሕሪኡን ኣብ ዘሎ እዋናት ካብ ክፍሊ መወልዳንን ክንንክን ቆልዑን ኣዴታትን ዝረኸበእኦ ኩሉ መዳያዊ ኣገልግሎት ኣዝየን ዕጉባትን ኩሩዓትን ምዃነን ሓቢረን።

ብሃገር ደረጃ ነዚ ክፍሊ ሕክምና መወልዳን ዘዋሃህድ ቤት ጽሕፈት ዞባዉን ከባብያዉን ነዚ ዝረኸቦ ግብረ መልሲ ኣዴታት ኣዝዩ ከምዝተሓጎሰን፣ ንኹለን ኣብ ክፍሊ ሕክምና መወልዳን ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ሕክምና ዓቢ ትርጉም ዘሎዎ ምዃኑ ኣብሪሁ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com