Friday , April 26 2024

ንነዊሕ ግዜ ምጉሃይ (deprimerad)

ንልዕሊ ክልተ ሳምንታት ወይ ልዕሊኡ  ጓህን ድኻምን እንተ ተሰሚዑካ ኣብ ከቢድ ጓሂ (deprimerad) ክትህሉ ትኽእል ኢኻ። እዚ ብርቲዕ ድኻምን፣ ድቓስ ምእባይን ክገብረልካ ይኽእል። ካብ ንብር ወጻኢ ኣዚኻ ክትጠሚ ወይ ከይትጠሚ ትኽእል ኢኻ። ናይ ምትኳር ዓቕምኻ ክጎድልን ብቕሊሉ ክትቕጣዕን ትኽእል። ቅድሚ ሕጂ ትፈትዎም ዝነበርካ ነገራት ከሰልችውኻ ወይ ትርጉም ዘይብሎም ኮይኖም ክስምዑኻ ይኽእሉ። ምናልባት ብጣዕሚ ብዙሕ ትሓስብ ትህሉ። ብሂወት ምንባር ኣይክእልን ኢየ ኢልካ ክትሓስብ ክትጅምር ትኽእል።

ኣብ ከምዚ ኩነታት ጽቡቕ ንክስምዓካ ሓገዝ ከድልየካ እዩ። ምስungdomsmottagning,vårdcentral, barn- och ungdomspsykiatrin (bup) ወይ psykiatrisk mottagning ተራኸብ. ተመሃራይ እንተኾንካ ናብ skolsköterskan ወይ skolkuratorn ክትከይድ ትኽእል።

ምንጪ: youm


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com