Monday , April 29 2024
Foto: Marko Säävälä / TT kod 10510

ንገበነኛታት ንምስጓጒ ዘኽእል እማመ ቀሪቡ።

 

ዜጋታት ሽወደን ዘይኮኑን ብገበኖም ዝተፈርዱን ሰባት ብቐሊሉ ንምስጋጒ ዘኽእል እማመ ብመንግስቲ ቀሪቡ። ሚኒስተር ምውህሃድን ስደትን ኣንድረ ይገማን ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ዝሃቦ መገለጺ እዚ እማመ ኣብ ክንዲ በዚ ክሳብ ሕጂ ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ገበን ን 6 ወርሒ እውን እተፈርዱ ዘይሽወደናውያን ገበነኛታት ካብታ ሃገር ንኽስጐጒ ዓቕሚ ዝህብ ክኸውን እዩ። ብፍላይ ከም ኣብ ልዕሊ ቆልዑ ዝወርድ በደል ዝመሰሉ ገበናት ንምስጓጒ እኹላት ምኽንያታት ክኾኑ እዮም ክብል ይገማን ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com