Monday , April 29 2024

ኖርወጃውያን ማናቱ ኣብ ሜሎዲፌስቲቫለን ንምዕዋት ይጽዕሩ

Marcus and Martinus

ኖርወጃውያን ማናቱ ደረፍቲ ማርከስን ማርቲኑስን ጽባሕ ቀዳም ኣብ ዝኻየደ ውድድር ፍጻመ ዩሮቪዥን ሽወደን ካብ ዝኣተዉ ፍቱዋት ተወዳደርቲ ምዃኖም ሕሩያት ዝምልምል መደብ ቲቪ ሜሎዲፌስቲቫል ገሊጹ’ሎ። እዞም ማናቱ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ንሎሪን ብምስዓብ ዝተዓወቱ ኮይኖም፡ ንሽወደን ወኪሎም ኣብ ማልሞ ምስታፎም ክብሪ ከምዝኸውን እዮም ዝዛረቡ። ሓደ ካብ ቀንዲ መወዳድርቶም ካልእ ናይ ክልተ ሰባት ባንድ ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ቻርት ስትሪሚንግ ሽወደን ብዘቕረባ ”Que sera” እትብል ስራሕ ኣብ ቅድሚት ተስሪዑ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com