Saturday , April 27 2024
TT

ኣርሰን ቨንገር ጻዊዒት ፊፋ ይረክብ!

ናይ ቅድም ኣሰልጣኒ ክለብ ኣርሰናል ፈረንሳዊ ኣርሰን ቨንገር ናብ ዓውዲ ስፖርት ብምምላስ ኣብ ፊፋ ከም ሓላፊ ቴክኒካዊ ዕቤት ኮይኑ ክሰርሕ ካብ ፊፋ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣለም ዕድሜ ቀሪብሉ። ኣብዚ ግዜ ብዘይ ስርሕ ኣብ ዕረፍቲ ዝረከብ ኣርሰን ቬንገር ምስቲ ዘለዎ ውህሉል ተመክሮ ኣብ ምምዕባል ኩዑሶ እግሪ ዓቢ ኣበርክቶ ከምዝገብር ኣብ ግምት ብምእታው እዩ ነዚ ቦታ ተመዚዙ ዘሎ ክትብል መርበብ ሓበሬታ ለ ፓሪሴን ሓቢራ። ቨንገር ናብዚ ስራሕ እንተመጽዩ ፍሉይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ክኸውን ምዃኑ ዝሕበር ዘሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com