Saturday , April 27 2024
Lars Pehrson/SvD/TT

ኣብያተ መግቢ ሽወደን ካብ መላእ ዓለም ኣብ ማእከላይ ደረጃ ይስርዓ!!

ኣብያተ መግቢ ሽወደን ብዓለም ደረጃ ኣብ መበል 21 ካብ 50 ይምደባ። ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ቤት መግቢ Frantz’en እዩ ካብ 50 ዝበለጻ ኣብያተ መግቢ መበል 21 ተረቚሑ። እዚ ውድድር ኣብያተ መግቢ ኣብ ሲንጋፖር ብሰሉስ እዩ ተኻይዱ። ፈረንሳዊ ቤትመግቢ ሚራዡር ኣብቲ ውድድር ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ ተባሂሉ።

እዚ ተርታ ብሞይውያን ምእንጋድን ኣገልግሎትን ሆቴላትን ዝወሃብ ኮይኑ ብዙሓት ካልኦት ግዱሳት ከም እተሳተፍዎ’ውን ተገሊጹ። ኣብዚ ተርታ ቤትመግቢ ኖማን ገርኒማን ካብ ዴንማርክ ካልኣይን ሓሙሻይን ደርጃ ሒዞም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com