Friday , April 26 2024

ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ስኮና፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ተራእዩ

ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ስኮና፡ ጨንፈር ምክልኻል ለበዳ ኮሮና፡ 33 ኣባላት፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኽፉ፡ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ።

እዚ ማለት ድማ ኣስታት 10% ካብ ጠቕላላ ቁጽሪ ኣባላት እቲ ሆስፒታል ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም ኣለዉ ማለት እዩ።

ኣብቲ ጨንፈር ዝሰርሑ ኣባላት፡ መብዛሕትኦም ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ፡ ኣብቲ ሆስፒታል፡ ሓላፊት ጉዳያት ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ማርያ ዮዚፍሶን፡ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com