Sunday , April 28 2024
Credit: Janerik Henriksson/TT

ኣብ ማልም ልዑል ወሰኽ ዋጋ መሞቒ ኣባይቲ ተጌሩ።

ኣብ ምጅማር እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ዋጋ መሞቒ ኣባይቲ ብ 5% ወሲኹ ምህላዉ ተገሊጹ። እንተኾነ ግና ኣብ መንጎ ዝተፈላለያ ኲባንያታት ኣብዚ ፍልልይ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። ሓንቲ ኣብ ማልም እትርከብ ኲባንያ ነዚ ዋጋ ብ 20% ክብ ክብል ጌራ’ላ።

እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ኲባንያታትን ኣባይቲን ቊጥዐ ፈጢሩ ምህላዉ እታ ሬድዮ ወሲኻ ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com