Monday , April 29 2024

ኣብ ሽወደን 95 ናይ ክዳን ዱኳናት (ትካላት) ተዓጽየን።

ኣብ ሽወደን ዝርከባ 95 ዝብዝሐን ትካላት ናይ “ሎንድ ፋሽን፡ ፍላሽን ዲያ ኣልኪንሶን” ብሰንኪ ቫይረስ ክሮና ዘስዓቦ ምጥፋሽ ትካላተን ክዓጽዋ ከምዝተገደዳ ሓቢረን። ብተወሳኺ ድማ ኣብ ሉንድ ደኒማርክ ዝርከባ 3 ትካላት ከምዝተዓጸዋ ተፈሊጡ።

ኣብዘን ዝተዓጽዋ ትካላት ዝሰርሑ ዝነበሩ 500 ሰራሕተኛታት ብሃንደበት ብዘይ ስራሕ ተሪፎም። ብክሮና ቫይረስ ዝተኸስተ ኩነታት ዝበዛሓ ናይ ንግዲ ትካላት መጠን መሸጠአን እንዳ ኣንቆልቀለ መጠን ወጻኢታተን ግን ከምቀደሙ ይቕጽል ብምህላዉ ኣብ ሓደጋ የእትይወን ኣሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com