Saturday , April 27 2024
Adam Wrafter/SvD/TT

ኣብ ዓመተ 2019 5000 ናይ ኮታ ስደተኛታት ክትቅበል ምኻና ተፈሊጡ።


ኣብ ዓመተ2019 ሸወደን 5000 ስደተኛታት ብኮታ ደረጃ ክትቅበል ምኻና ሓላፊ ጉዳይ ምስግ ጋር ሰደተኛታት ኣብ በዓል መዚ ኢመግረሽን ዝኾነ ኦስካር ኤክብላድ (Oskar Ekblad) ሓቢሩ።
ብዝሕን ዝመጽሉ ከባቢን ድማ ከምዚ ዝስዓብ ክኸውን ምኻኑ ተሓቢሩ ኣሎ።

(ዝመጽሉ ከባቢ ) Uttagningsområde
(ብዝሒ)Platser
ሶርያን ከባቢኡን / Syrien och dess grannländer2 000
ምብራቕ / ቀርኒኣፍሪቃ / Östra Afrika och Afrikas horn1 300
ሰሜን ኣፍሪቃ (ማእከላይ ባሕሪ ተጓዓዝቲ )/Nordafrika (centrala Medelhavsrutten)1 000
ኤስያ /Asien100
ቀዳምነት ዘድልዮምን ህውኻት ጉዳያት / Prioriterade och brådskande ärenden600
ጠቅላላ/Totalt
5000

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com