Monday , April 29 2024
Credit: Christine Olsson/TT

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ስቶክሆልም ገበናት ተፈጺሞም።

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት፡ ኣብ ስቶክሆልም ተወሰኽቲ ምልውዋጥ ተዂሲን ምፍንጃራትን ከም እተኸስቱ ተገሊጹ። በዚ ክስተት፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ከተማ (ከባቢ ሶልና) ሓደ ሰብ ሞይቱ’ሎ። ብምኽንያት ምብርካት እዚ ገበናት፡ ኣብ ዝመጻ መዓልታት ፖሊስ ስቶክሆልም ካብ ካልኦት ክፋል እታ ከተማ 290 ተወሰኽቲ ኣባላት ፖሊስ ከዋፍሩ እዮም።

እዚ ተዂሲን ምፍንጃርን ፍሉጥ ሸቶታት ዘለዎ ኮይኑ፡ ፈጸምቲ እዚ ገበን ብገንዘብ ይዕሰቡ ምህላዎም ተሌቪዥን ሽወደን (SVT) ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com