Sunday , April 28 2024

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ውሑዳት ገበናት ጽልኢ ተገሊጾም ።

MALMÖ 2020-11-03 Polis med hund söker på Idunsgatan i Malmö på tisdagsmorgonen. Det var under natten som pojken hittades utomhus i ett bostadsområde, med misstänkta stick- eller skärskador. 17-åringen fördes till sjukhus med ambulans, men avled senare till följd av sina skador. Polisen har genomfört en teknisk undersökning på brottsplatsen, som enligt polisen är samma plats där pojken hittades. De tidigare avspärrningarna hävdes vid 07-tiden. Foto: Johan Nilsson / TT / Kod 50090

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ፖሊስ 4,788 ገበናት ምስ ገበን ምስዋር ጽልኢ ክምድብዎም እንከለዉ፡ እዚ ድማ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ መጽናዕቲ ዝተሓትመሉ 2020 ብ 24% ምንካይ ኣርእዩ’ሎ። ይኹን’ምበር እቲ ምኽንያት ናይቲ ምውራድ ንጸሓፍቲ ናይቲ መጽናዕቲ ቡዙሕ ንጹር ኣይኮነን። ድራኸ ናይቲ ገበናት ከም ቀደሙ እዩ ዘሎ ዝብል ግምት እኳ እንተሎ ፡ ልዕሊ ፍርቂ ገበናት ጽልኢ ዓሌታዊ ወይ ጽልኢ ወጻእተኛ ድራኸ ዝነበሮ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ። እዚ እናኾነ ሓንቲ ሽወደናዊት ጓል ኣንስተይቲ ብቕድሚ ትማል ረቡዕ ምሸት ኣብ ማእከል ብራስለስ ምስ ጕጅለታት ዝተኣሳሰረ ተኹሲ ቀሊል መጉዳእቲ ኣጋጢምዋ። ካልኦት ሰለስተ ሰባት እውን ቆሲሎም ኣለዉ። ኣባል ባይቶ ሽወደን ቶማስ ቶቤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኤክስ፡ ሓደ ካብዞም ግዳያት መጒዳእቲ ሽወደናዊ መሳርሕቱ ምዃኑ ጽሒፉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com