Monday , April 29 2024
Credit: Janerik Henriksson/TT

ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ወሰኽ ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ተኸሲቱ።

ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ ባህርያዊ ጋዝ፡ ፈሓምን ካልእን ረቛሒታት ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዋጋ ኤለትሪክ ክውስኽ ምጽንሑ ተገሊጹ።

ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ብናህሪ ክውስኽ ከም እተራእየ ይግለጽ ኣሎ።

ኣብ ስካነ ብሕርሻ እትናበር ሳራ ሮስክቪስት ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ናይዚ ዊንተር ጸዓት ክትቊጥብ ብምባል ናይ ሓጹር መብራህቲ እናጥፍአት ከም ዘሕለፈቶ ን ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ ኣመልኪታ’ላ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com