Friday , April 26 2024

ኣብ ደገ ክትቅመጥ ዝጸንሐት ሰበይቲ 280 ሽሕ ክሮነር ክትመልስ ተሓቲታ።

ኣብ ምምሕዳር ከተማ Jönköping እትቕመጥ ሰበይቲ 280 ሽሕ ክሮነርን ማሕበራዊ ድሕነት ሽወደን ተመላሲ ክትገብር ብሕጊ ተሓቲታ ክብል ቴለቨዥን ስዊድን SVT Jönköping ጸብጺቡ።

እዛ ሰበይቲ ናይ ወለዲ: ብዝሒ ቆልዑ፥ መዕበያን፥ ጽገናን ኣበል ሓቲታ ካብ 2014 ጀሚራ ክወሃባ ጸኒሑ’ሎ።

እዛ ሰበይቲ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ደገ ክትቅመጥ ምጽንሓ försäkringskassan ድሕሪ ምቅልዑ ግና እቲ ክዋሃባ ዝጸንሐ መሰል ክፍሊት ተቋሪጹ እቲ ዝወሰደቶ ገንዘብ ተመላሲ ክትገብር ተሓቲታ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com