Saturday , April 27 2024
Foto: Janerik Henriksson/TT.

ኣብ Rinkeby ኣብ ምርጫ ባይቶ ኣውሮጳ ዝህሉ ተሳታፍነት ንምዕዛዝ ፈተነ ተጌሩ ።

ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም ከባቢ Rinkeby ተሳትፎ ምርጫ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክዛይድ ብውድባት ሲቪካዊ ማሕበራት ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ ተፈሊጡ።

እዞም ምርጫታት ካብ 23 ክሳብ 26 ግንቦት ዝካየዱ ኮይኖም 400 ሚልዮን ዜጋታት ክሳተፍዎም እዮም ዝብል ትጽቢታት ምህላዉ ተፈሊጡ’ሎ።

ውድባት ማሕበረሰብ ሶማል ንተቐማጦኡ ኣብ ዝገበሮ ጐስጓስ ሰሚናራት ክልተ ሕጹያት ምርጫ ክከታተሉ ምዕዳሙ ይዝከር።

ኣብ 2014 ኣብ ዝተገብረ ምርጫ Rinkby ዝወሓደ መራጺ ከም እተራእየላ ይፍለጥ።

ብኣምሆ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ እቲ ኣዝዩ ተነካኢ ከባቢ ተሳትፎ ጎደቦ ወጻእተኛታት Rosengård in Malmö, Bergsjön Göteborg ከምኡ’ውን Södertälje እዮም።፡

ማሕበረ ኮም ሶማል ነበርቲ ብዛዕባ ሕጹያት ኣውሮጳዊ ባይቶ ሕጽረት ሓበሬታ ኣለዎም ክብሉ ይገልጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com