Monday , April 29 2024
Credit: Jessica Gow/TT

ኣንደርሽ ቲግኔል ኣብ WHO ክቚጸር እዩ ተባሂሉ።

ኣብ መንግስቲ ሽወደን ክኢላ ተላበድቲ ሕማማት ኣንደርሽ ቲግኔል ኣብ ወፍሪ ዓለም-ለኸ ክትባት ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ክቚጸር ምዃኑ ተገሊጹ።  ኣብ ብድሆ ጸረ ኮቪድ-19 መሪሕ ተራ ዝተጻወተ ቲግኔል ካብ መጋቢት 14 ኣትሒዙ ስርሑ ክገድፍን ኣብ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ክፍሊ ምቊጽጻር ሕማማት እትሰርሕ ኣንደርሽ ሊንድብሎም ክትትክኦን እያ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com