Saturday , April 27 2024
(AP Photo/Matt Dunham, Pool) LMD116

ኣንደርሾን ኲናት ዩክሬይን ንምዝታይ ናብ ዶውኒንግ ስትሪት ከተምርሕ እያ።

ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ምስ ብሪጣንያዊ መዘናኣ ቦሪስ ጆንሰን ብዛዕባ ኲናት ዩክሬይን ንምዝታይ ሎሚ ቀትሪ ናብ ዶውኒንግ ስትሪት ከተምርሕ እያ።.

ጆንሰን ጒባኤ ጥሙር ሓይልታት የአንግድ ምህላዉ ዝገለጸት ሬድዮ ሽወደን ኣብዚ ኣኼባ ብሪጣንያ፡ ዴንማርክ፡ ፊንላንድ፡ ኤስቶንያ፡ ኣይስላንድ፡ ላትቪያ፡ ሉቲዌንያ፡ ሆላንድን ኖርወይ ይሳተፋ ምህላወን ውሲኻ ኣመልኪታ።

እቲ ጒባኤ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ቅልውላውን ነታ ሃገር ድሕሪ ኲናት ብኸመይ ከም ዝሃንጽዋን ይዝትዩ ምህላዎም ሓቢሮም ኣለዉ።.

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com