Friday , May 10 2024

ኣዛዚ ሰራዊት ሽወደን ድሕሪ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ሸመታ ምድጃ ይውስኽ

Credit: Henrik Holmberg

ኣብ ሽወደን ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት እታ ሃገር መሸጣ መብሰሊ መግቢ፡ ተንቀሳቓሲ ምድጃ፡ ኢመርጀንሲ ሬድዮን መጽረዪ ማይን ዝኣመሰሉ ነገራት ዋጋ ክውስኽ ተእርዩ’ሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ ካብ ሚኒስተራት መንግስትን ዋና ኣዛዚ ሰራዊት እታ ሃገርን፡ ሽወደናውያን ኣብ መጻኢ ክኽሰት ዝኽእል ኲናት ኣብ ግምት ብምእታዉ ስነኣእምሮኣዊ ምድላው ክገብሩ ዝብል መግለጺታት ድሕሪ ምቕራቡ እዩ። በዚ ድማ ሸሓኒታት መብሰሊን ራቪዮሊን እውን ብብዝሒ ይሽየጡ ምህላዎም ሓደ ሰንሰለታዊ ሱፐርማርኬት ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com