Tuesday , March 19 2024

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ኦስተርሱንድ

30 ታሕሳስ 2020

ሓላፊ ክፍሊ ምክልኻል ባርዕ ናይቲ ከተማ ንኾሎም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ብሰንኪ እቲ ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ መኣከቢ (ሎካል) ዘጋጠመ ብርቱዕ ባርዕ ዘበገሶ ትኪ ኩሉኹም ኣብ ውሽጢ ገዛ ክትኮኑን ማዓጹን መሳኹቲን ከምኡውን ናይ ኣየር መውዓይ(ventilation) ክትዓጽዎ ጸዊዑ።

FOTO: PONTUS LUNDAHL/TT


ንዝያዳ ሓበሬታ ሬድዮ ሽወደን ያምትላንድ ተኸታተሉ።
ምድላው ኣልኮምፒስ ትግርኛ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com