Thursday , May 9 2024
Credit: Pixabay

ኤጀንሲ ሚግሬሽን ናብ ዒራቕ ክገብሮ ሓሲብዎ ዝነበረ ጉዕዞ ሰሪዙ።

ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ ኮታ ስደተኛታት ንምጽራይ፡ ዝመጽእ ወርሒ ናብ ዒራቕ ክገብሮ ተሓሲቡ ዝነበረ መገሻ፡ ህሉው ኩነታት
ጸጥታ ብምምኽናይ ኣቋሪጹ። ኣብ ሽወደን ዝሓለፈ ወርሒ ድሕሪ ዝተኻየደ ምቅጻል ቁርኣን ካብ ሃገራት ኣስላም ሓያል
ግብረመልሲ ዘስዓበ ኮይኑ፡ እቲ ትካል ኣብዚ ሕጂ እዋን ናብ ዒራቕ ሰራሕተኛታት ክሰድድ ከምዘይክእል ገሊጹ’ሎ። ገለ ኮታ
ስደተኛታት ብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣካል ስደተኛታት UNHCR ዝተመርጹ ኮይኖም፡ ዝለዓለ ሓለዋ ከምዘድልዮም እዩ ዝግለጽ።

 

 

Credit: Pixabay

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com