Monday , April 29 2024
Credit: FREDRIK SANDBERG / TT

ኤጀንሲ ስደተኛታት፦ “ኣህጒራውያን ተመሃሮ ን ቪዛ ኣብ ዘይግቡእ መዓላ የውዕልዎ ኣለዉ”።

ኣብ ሽወደን ትምህርቶም ኣብ ምክትታል ዝርከቡ ኣህጒራውያን ተመሃሮ፡ ን ቪዛ ኣብ ዘይግቡእ መዓላ የውዕልዎ ምህላዎም ብ ኤጀንሲ ስደተኛታት ዝወጸ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። እዞም ተመሃሮ፡ ኣብ ሽወደን ኣብ ትምህርቲ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን ነቲ ቪዛ ናብ ዕዳጋ ሽቕለት ሽወደን ንምእታው ይጥቀሙሉ ምህላዎም እቲ ኤጀንሲ ገሊጹ’ሎ።

“እዚ ጸብጻብ ኣጋጋዪ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ መደምደምታ ቅድሚ ምብጻሕካ ዝያዳ መጽናዕቲ ምግባር ዝሓትት እዩ” ክትብል ብሪታ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሃልምስታድ ነቲ ብ ኤጀንሲ ስደተኛታት ዝወጸ መግለጺ ብትሪ ነቒፋ’ላ’።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com