Tuesday , April 30 2024
A medical professional takes samples from a child for a coronavirus test in Rabin Square in the city of Tel Aviv, Israel (AP Photo/Tsafrir Abayov) JER106

እስራኤል መርመራ ቆልዑ ተካይድ።

እስራኤል ቅድሚ ምጅማር ትምህርቲ ክሳብ 3 ንዝዕድሜኦ ቆልዑ መርመራ ክትገብር ምዃና ተፈሊጡ። እዚ ዝተገብረሉ ምኽንያት ትምህርቲ ቆልዑ ብሕማም ከይጽሎ ብምባል እዩ ክብል AFP ሓቢሩ’ሎ። ደልታ ዝተባለ ጅር ኣብ እስራኤል ለበዳ ኮሮና ብናህሪ ወሲኹ ብምህላዉ እስራኤል ምዕጻው ትምህርቲ ዝጠቓልል ትርር ዝበለ መምርሒታት ክትግበር ከም እትደሊ ትገልጽ ኣላ። ኣብ እስራኤል ክሳብ 12 ዝዕድሜኦም ቆልዑ ክታበት ይወሃቦም ኣሎ እዩ። እቶም ክሳብ 1.5 ሚልዮን ዝኾኑ ካብ 3-12 ዝዕድሜኦምን ክኽተቡ ዘይክእሉን ቆልዑ ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞን ይምርመር ምህላዉ እቲ ዜና ወሲኹ ኣረዲኡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com