Friday , May 10 2024

ከትማ ስቶክሆልም ናብ እንዳ ዓበይቲ ዝእለየሉ ዝግበር ምብጻሓት ትኽልክል።

ሓደስቲ ኣማኢት ሰባት ብኮሮና ኣብ ዝተለኽፉሉን ኣስታት 80 ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባት ኣብ ህጹጽ ሕክምና ኣብ ዝእለይሉ ዘለዉ እዋን መዲና ሽወደን ስቶክሆልም ኣድላዪ ግበረ መልሲ ኣብ ምሃብ ከም እትርከብ ይገለጽ ኣሎ። ኣፈኛ ማእከላይ የማናዊ ሰልፊ ኣሳ ጃክሰን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ከንቲባ እታ ከተማ ኣቐዲሙ መን ምብጻሕ ክፍጽም ከም ዝኽእል ወሰን ምንባሩን ሕጂ ግን ጠቅሊሉ ናብ ተኣለይቲ ምብጻሕ ከምዝተኸልከለ፥ ብተወሰኺ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲን ኮለጃትን ብርሕቀት ክግበር ብምዃኑን ኽዕጸዋ ከለዋ ምስ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ብምስምማዕ ኩሉ ዳልዪ ዝበሃል ስጉምትታት ንምክልኻል ኮረና ቫይረስ ክውሰድ ምኻኑ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com