Friday , April 26 2024

ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ፡ ንፍርያቱ ዝኾነ ክታበት፡ ሓድሽ መለለይ ስም ገይርሉ

ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ብቫክዘቭርያ ዝብል መለለይ ስም ከምተዋህቦ፡ እቲ ኩባንያ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ሓድሽ መለለይ ስም ምርካቡ፡ ካብቲ ብስም ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝፍለጥ ዝነበረ ዝኾነ ዓይነት ለውጢ ከምዘይብሉ በዓል መዚ ውጽኢት መድሃኒት ሽወደን ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com