Friday , April 26 2024

ባንክታት ካብ ምጥፍፋእ ሓራ ክኾና ኣለወን ይብል ሓዱሽ ፕረዚደንት ባንክ ሽወደን!!

ሓድሽ ፕረዚደንት ባንክ ሽወደን ባንኩ ካብ ኩሉ ጠርጠራታት ምጥፍፋእ ሓራ ክትከውን ከም ዝግባኣ ኣብ ኣኼባ ቦርድ ኣፍሊጡ። “ምጽራይ ግድነት ከድሊ እዩ” ይብል ካብ 1996 ክሳብ 2006 ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ብምዃን ዘገልገለ ፐርቾን።

ንሱ ንኣባላት ቦርድ ድሕሪ ምምስጋን ውሽጣዊ መርመራ ባንክ እኹል ዘይምዃኑን ብናጻ ሰብመዚ ተወሳኺ ፍተሻ ክግበር ከም ዝግባእን ኣተሓሳሲቡ’ሎ። ቀንዲ ፈጻሚ በዓልመዚ ዯኣቂም ኦስለን ብወገኑ ነዚ ከም ዝድግፍ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com