Sunday , April 28 2024
Credit: Gustav Sjöholm/TT

ክሊማዊ ለውጢ፡ ኣብ ሕርሻ ወይኒ ሽወደን እወታዊ ጽልዋ ኣለዎ ተባሂሉ።

ክሊማዊ ለውጢ፡ ኣብ ሕርሻ ወይኒ ሽወደን እወታዊ ጽልዋ ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ካብ “ዩኒቨርሲቲ ሕርሻዊ ስነ-ፍልጠት” ዝኾነት ኣና ማርቴሰን፡ ነዚ ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ ሕርሻ ወይኒ ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ኣሉታዊ ኣለዎ ዝብል እምነት ከም ዘይብላ፡ እንተኾነ ግና ሰበባ ንምክልኻል ኣብ ጠቕሚ ዝውዕል “ኮፐር ሳፌይት” ሕጂ’ውን ሓደ ብድሆ ምዃኑ ገሊጻ’ላ።  “ህሉው ክሊማዊ ለውጢ፡ ን ሽወደን ኣብ ኣህጒር ኣውሮጳ ካብተን ዝበለጻ መፍረይቲ ወይኒ ክገብራ ይኽእል እዩ” ክብል ወናኒ ሕርሻ ወይኒ ጉራን ኣምንጋርድ ን ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com