Monday , April 29 2024
Credit: Henrik Montgomery/TT, Monika Titor/Sveriges Radio

ኮርስ ምድላው ቅልውላው ክከታተሉ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኸ መጺኡ።

ንቅልውላው ዘድሊ ምድላው ንምግባር ዝወሃብ ኮርስ ክከታተሉ ዝደልዩ ሰባት ቊጽሮም እናወሰኸ ምምጽኡ ተገሊጹ።  ብርክት ዝበላ ማሕበራት፡ ኣብ ኡፕላንድ ንዝርከብ ሬድዮ ቻነል “ፒ 4” ኣብ ዝሃብኦ ሓበሬታ፡ ንቅልውላው ምድላው ዝብል ተገዳስነት ኣብ ሰባት እናወሰኸ ይመጽእ ኣሎ።

“ብፍላይ ውልቀሰባት፡ ኣብ እዋን ቅልውላው ብቕዓት ዘለዎም ኮይኖም ክርከቡ ኣገዳሲ እዩ” ክብል “ኤጀንሲ ሲቪላዊ ሓደጋታት ሽወደን” ኣተሓሳሲቡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com