Friday , April 26 2024
Credit: Janerik Henriksson/TT

ኲባንያታት ኣብ ጥዕናን ድሕነትን ሰራሕተኛትት መበጻጽሕቲ ኣቕሑ ሓላፍነት ኣይክወስዳን እየን።

ገለ ኣፕ ካምፓኒስ እናበላ ንገዛእ ርእሰን ዝጽውዓን ንሰራሕተኛታት ብ ዲጂታላዊ ኣገባብ ኣቢለን ብተራ ዘረባታት ክማርኻ ዝፍትናን ኲባንያታት ከም ቁጸርቲ ከም ዘይሕሰባን ኣብ ጥዕናን ድሕነትን ሰራሕተኛትት መበጻጽሕቲ ኣቕሑ ሓላፍነት ከም ዘይወስዳን ተገሊጹ። እዚ ዝበለ በዓልመዚ ኣከባቢ ስራሕ ሽወደን ናብ መንግስቲ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ እዩ። ሕጂ ዘሎ ሕጊታት ኣብ ከምዚ ዝበሉ ኲባንያትታ ንዝሰርሑ ሰባት ውሑስ ኣከባቢ ንምፍጣር እዂል ኣይኮነን ክብል እቲ በዓልመዚ ኣብቲ ጽብጻቡ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com