Sunday , April 28 2024
Autumn is approaching. Foto: Johan Nilsson / TT / Kod 50090

ወቕቲ ቀውዒ፤ ኣቐዲሙ ምእታዉ ኣበሲሩ

ካብ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሩ፤ ወቕቲ ቀውዒ ቅድሚ እዋኑ ከምዝኣተወ ዝሕብር ኩነታት ኣየር፤ ክህሉ ከምዝኽእል ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ትምቢታቱ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።
ኣብዚ ቅንያት፤ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ሽወደን ክነፍስ ዝቐነየ ዝሑል ንፋስ፤ ንምምጻእ ወቕቲ ቀውዒ ዝሕብሩ ኮይኖም፤ ድሕሪ ረቡዕ ኣብ ዘሎ እዋን ድማ፤ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቫርማላንድን ከባቢ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎምን ንፋስ ዝተሓወሶ ዝናብ ክህሉ ከምዝኽእል ክኢላ ኩነታት ኣየር፤ ቻርሎታ ኤሪክሶን፤ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com