Sunday , April 28 2024
Hörberg/Rithuset / Handout / kod 10500

ዋህዮታት ሰብነት ንኮሮናቫይረስ ኪከላኸሎ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ።

ኮሮናቫይረስ ዋህዮታት ኣካላትና  ንኮሮናቫይስ ብምምሕያሽን ጕድኣት ከም ዘይህልዎ ብምግባርን ክቃለሱ ይኽእሉ ኢዮም ክብል፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎተንበርግ እተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ሓቢሩ።

እቲ ሓድሽ ኮሮናቫይስ ብዋህይቶታ ወዲ ሰብ ጥራይ ልኡም ወይ ሕሱም ኪኸውን ዘሎዎ ተኽእሎ ከምዝተራእየን ብዝበዝሐ ግን ዋህዮታትና ንቫይረስ ኮሮና ክቃለሶ ከምዝኽል ንጹር ሓበሬታ ተረኺቡ ከምዘሎ ይግለጽ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎተንበርግ እተገብረ መጽናዕቲ ኸም ዚሕብሮ፣ ዋህዮታትና ኻብቲ ንኮቪድ-19 ዜስዕብ ሳርስ-ኮቭ-2 ዚብሃል ቫይረስ ብኸመይ ምዩቴሽን ከም ዜምጽኡልና ይሕብር።

እቶም ተመራመርቲ ነቲ ብ2020 ካብቶም ብኮቪድ-19 ዝሓመሙ ኣብ ኣውሮጳ ዝርከቡ ሕሙማት ኣብ ደም እተረኽበ 288,000 ዝኸውን ቫይረስ መርሚሮምዎ ኢዮም።

እቶም ተመራመርቲ ንድፊ ምዩቴሽን እቲ ቫይረስ ብምቕዳሕ ኣብ ውሽጢ እቲ ናይ ዋህዮታትና ናይ ዉሽጢ ዋሕዮታትና  ዚርከብ ፍሉይ ፈሳሲ ብዝፈትሮ ንጥረ ነገር ኪፈጥር ከም ዚኽእል እዚ ኸኣ ናይ ምክልኻልን ናይ ምጥቃዕን ኩነት ክፈጥር ከምዝኽል እቲ መጽናዕቲ የነጽር።

 

 

 

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com