Sunday , April 28 2024
Credit: Anders Wiklund/TT

ዋና ተሓጋጋዚ ቀ/ሚ ክሪስተርሰን ዝኾነ ኒልሰን ብፍቓዱ መዝነቱ ክሓድግ ከም ዝደሊ ገሊጹ።

ዋና ተሓጋጋዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን ዝኾነ ኣባል ባይቶ ኒልሰን፡ ብፍቓዱ መዝነቱ ክሓድግ ከም ዝደሊ ትማል ለይቲ ገሊጹ።

“ብዘይፍቓድ ተመን ባሕሪ ምጅላብን ብዛዕባኡ ንሰብመዚ ዘይምሕባርን ክሳብ ክንደይ ዘይግቡእ ምዃኑ እርዳእ እየ” ክብል ኣባል ባይቶ ኒልሰን ኣብ ፌይስቡክ ሓሳቡ ጽሒፉ’ሎ። ቀዳማይ ሚኒስተር ክሪስተርሰን ብወገኑ፡ እዚ ኲነታት ከም ዘሕዘኖ እንተኾነ ግና ኒልሰን ስልጣን ዝሓደገሉ ምኽንያት ብግቡእ ከም ዝርዳእ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com