Friday , April 26 2024

ውጽኢት IKEA እናተጠቕሙ ሰለስተ ህጻናት ጒድኣት ከም ዝበጽሖም ተገሊጹ።

ዓርሞሸሽ ፋብሪካ ኣቕሑ ዕንጸይቲ IKEA ሰለስተ ህጻናት ሓደ ካብ ፍርያቱ ዝኾነ በዓል ክልተ ደርቢ ጣውላ ( Ikea Sundvik) እናተጠቕሙ ጒድኣት ከም ዝወረዶም ገሊጹ’ሎ።

እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኩባንያና ዝህቦ ኣጠቓቕማ እቲ ናውቲ ብግቡእ ዘይምስዓቦም እዩ ክብል ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ’ሎ።

“ኣዚና ኢና ንሓዝን። እቶም ቆልዑ ኣብ ደሓን ኲነታት ምህላዎም ከኣ ኣረጋጊጽና ኣሎና” ድሕሪ ምባል ኣብ ዓይነትን ድሕነትን እቲ ፍርያት ምምሕያሽ ክገበር ምዃኑ ዳይረክተር ቢዝነስ እቲ ኩባንያ ኤሚሊ ክኖይስተር ሓቢራ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com