Tuesday , April 30 2024
Xinhua/TT

ዕቤት ሽወደን ዝተሓተ ከም ዝኸውን ባንክ ሽወደን ገሊጹ።

ኣብ ዝቕጽል ግዜያት፡ ትሑት ቊጠባዊ ዕቤትን ምንቊልቋል ዋጋታት ኣባይቲን ክረአ ከም ዝኾነ፡ ባንክ ሽወደን ዘካየዶ ሓድሽ ቊጠባዊ ትንበያ ሓቢሩ። በዚ ድማ፡ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎናን ዝቕጽልን ዓመታት፡ ቊጠባ ሽወደን ዝተሓተ ዕቤት ከመዝግብ እዩ ተባሂሉ’ሎ።

እዚ እናኾነ፡ ኣብ ዝቕጽል ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዕዳጋ ኣባይቲ ካብ ዘለዎ ብዝያዳ ከንቈልቊል እዩ– ብመሰረት እቲ ባንክ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com