Saturday , April 27 2024

ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ Sverige Nyheter på Tigrinja 30/10/2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣-

  1. ባዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ብደረጃ ዞባታትን ሃገርን ሓድሽቲ መምርሕታትን ምኽርን ብምዉጻእ ኣብ ተግባራዊነት ኣትዩ።
  2. ቤት ምኽሪ ቅዋም ሽወደን ንኣታሓሕዛ መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጉዳይ ኮሮና ከመይ ከምዝነበረን ዘሎን ንምግምጋም መርመራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com