Tuesday , March 19 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 07 መስከረም 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ 07 መስከረም 2020 ዜና፣-

1. ንግዳያት ቫይረስ ኮሮና ዝዋሃብ ሓበሬታ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ከምዝፈላለ ሓደ ጸብጻብ ኣረጋጊጹ።

2. ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 126 መንሰያት ብሰንኪ ዘይተመጣተነ ምጥቃም ሓሺሽ፣ ሂወቶም ከምዝሳኣኑ ተሓቢሩ።

መታሓሳሰቢ፣

ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም ክግበረልኩም እትደልዩ፣ ትካላት፣ ማሕበራትን ዉልቀሰንባትን፣ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኢመይል ኣድራሻ ተወከሱና።

reklam.ti@alkompis.com


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com