Tuesday , March 19 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrigna 14 Oktober 2020

ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣-

1. ቫይረስ ኮሮና ካብ ኣደ ናብ ሕጻን ናይ ምምሕልላፍ ክእለቱ ኣዝዩ ዉሑድ ምዃኑ ሓደ ጸብጻብ ኣረዲኡ።

2. ብቑጠባ ዝደኸማ ዓድታት ክታበት ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ምንቲ ክረኽባ ቢቢልዮናት ዝቑጸር ሓገዝ ካብ ዓለማዊ ባንኪ ተረኺቡ።

መታሓሳሰቢ፣ ኩሉኹም ኣብ ዝተፈላለየ ንግድን መዉሃቢ ኣገልግሎት ዝተዋፈርኩም፣ ትካላትኩምን ፍርያትኩምን ንምልላይ ይኹን ሓበሬታ ብመገዲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ክዝርጋሓልኩም ይኹን መዋዓዉዒ ሬክላም ክግበረልኩም እትደልዩ፣ ትካላት፣ ማሕበራትን ዉልቀሰንባትን፣ ብመገዲ መሰንጀር ወይ ዉን ኣብ ድሕረ ገጽና ብዘሎ ኣድራሻ ክትዉከሱና ንዕድም።

sverige #alkompis #sweden #Tigrinja


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com