ዜና ሽወደን ብትግርኛ Svenska nyheter på Tigrinya 23 December 2020 ኣርእስተ ዜና 1.ኣብ ሃገረ ሽወደን ናይ መጀመርያ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ 19 ሰንበት ክጅመር ምኻኑ ተሓቢሩ። 2.ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ግጭት ትግራይ ነጻ መርመራ ሰብኣዊ መስል ክግበር ጸዊዑ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja Sweden