Saturday , April 27 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna. 20 juli 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና

1. ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ብዝተፈላለየ ዉልቃዊ ዉሳነ ካብ ሃገር ንዝወጹ ሰባት፣ ኣብ እዋን ጸገም ንምምላሶም ኣብ ክሕግዝ ርግጸኛ ከምዘይኮነ ሓቢሩ።

2. ስደተኛታት ካብ ማእከል ባሕሪ ናብ ዝመጽዎ ገማግም ባሕሪ ልቢያ ከምዝምለሱ ዝገበረ መራሕ መርከብ ኣብ ኢጣልያ ብሰብኣዊ ገበን ቤት ፍርዲ ክቐርብ እዩ ተባሂሉ።

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።

ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com