Tuesday , March 19 2024

ዜና ሽወደን ብትግርኛ Swedish News in tigrigna. 22 juli 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ሃገራት ኤዉሮጳ ንምክፍፋል ሓገዝን ባጀትን እቲ ሕብረት፣ ዝነበረን ፍልልይ ብምፍታሕ ተሰማሚዐን።

2. ሓድሽ መከላኸሊ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዘይመለሾም ጉዳያት ኣሎዉ፣ ክብሉ ሰብ ዓዉዲ እቲ ሞያ ዝኾኑ ክኢላታት ገሊጾም።

ብተወሳኺ ፣- ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም።

ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com