Monday , April 29 2024
ስእሊ/TT

ዜግነት ሸወደን ንምርካብ 2 ዓመትን ፈረቃን ምጽባይ ከድልይ እዩ ተባሂሉ።

ሬድዮ ሽወደን ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝፈነውቶ ዜና ዜግነት ናይ ሸወደን ንምርካብ ኣብ ተራ 2ዓመትን ፈረቃን ምጽባይ ከምዘድልይ ሓቢራ።


እዚ ዝኾነሉ ቀንዲ ምኽንያት ከኣ ብሰንኪ ምቅናስ ባጀት ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ቁጽሪ ሰራሕተኛታቱ ስለዝቀነሰ ምኻኑን ቀዳምነት ድማ ኣብ ጉዳይ ምሕታት ዑቅባ ኣቶኪሮም ይሰርሑ ምህላዎም ምኻኑ ፍረዲሬክ ቤንግትሰን ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ኢመግረሽን ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com