Monday , April 29 2024

ዜግነት ንምምልካት ፓስፖርት ምልኣኽ ኣየድልየኩምን እዩ ተባሂሉ!!

በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ብ ሰነ 17 ኣብ መርበብ ሓበሬቱኡ ኣብ ዝለጠፎ ምልክታ ንዜግነት ዘመልክቱ ሰባት እቲ በዓል መዚ ኣድላዪ ኮይኑ ረኺብዎ እሞ ለኣኹ ክሳብ ዝብሎም ፓስፖርቶም ብፖስጣ ኣትሓሒዝካ ማልኣኽ ከምዘየድሊ ሓቢሩ።

ዝኾነ ኣመልካቲ ናይ ዜግነት ፓስፖርቱ ስጋብ በዓልመዚ ኣድላዩ ኣብ ዝበለሉ ግዜ ልኣኮ ዝበሃል ምስኡ ከጽንሖ ወስኹ የተሓሳስብ። ቀንዲ ምኽንያት ናይ ድማ ሰባት ካብ ሽወደን ወጻኢ ንዝገብርዎ ጒዕዞ ኣብ ምልኣኽ ፓስፖርት ናብ ገያሻይ ካብ በዓል መዚ ምድንጟያት ይርኤ ስለ ዘሎ እዩ ክብል ገሊጹ ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com