Monday , April 29 2024
Credit: Maya Naylor/Sveriges Radio

ዝቕጽል ኣዋርሕ ዝቐርባ ፊልምታት ሽወደን ተፈሊጠን።

ንዝቕጽል ኣዋርሕ ዝቐርባ ፊልምታት መነመን ምዃነን፡ ትካል ፊልም ሽወደን ኣብ ምጅማር እዚ ሰሙን ኣፍሊጡ። “ህዩማናይዜሽን” ካብዞም ኣብዚ ወርሒ ዝፍነዉ ፊልምታት ሓንቲ እያ።  እዛ ፊልም ህጻን ወዳ ዝሞታ ኣደ፡ ኣብ ህይወት ሓድሽ ትርጒም ብዛዕባ ምርካባ እተዘንቱ እያ።

ነዛ ፊልም ቅድሚ ምቕዳሕ ምጅማርም ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከም ዝደኸሙ ኮኾብ ተዋሳኢት እዛ ፊልም ሉዊ ራይም ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com