Sunday , April 28 2024

ዝኣረገ መንገዲ ባቡር ንብዙሕ ምድንጓያት ምኽንያት ይኸውን

STOCKHOLM 20130331 En av Sveriges troligtvis mest betittade klockor, vid skylten för avgående och ankommande tåg på Stockholms Centralstation, visade fel tid under söndagen. Foto: Leif R Jansson / SCANPIX / Kod 10020

ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ክቕየሩ ዝግብኦም ዝነበረ ገለ ኣቕሑ ባቡር ኣብ ግዜኡ ዘድሊ ኣቓልቦን ምቕያርን ስለ ዘይተገርሎም ንብዙሕ ምድንጓያት ባቡር ምኽንያት ይኾኑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣብ ሽወደን ልዕሊ 80 ክቕየራ ዝግብአን ስዊቻት ባቡር ከምዘለዋ ፡ እንተኾነ ግን ክሳብ ሕጂ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ከም ዝርከባ ብ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ዝተገብረ መርመራ የመልክት። እቶም ዝበዝሐ ምድንጓያት ዘስዕቡ ስዊች ኣብ ዮተቦሪ ዝርከቡ እዮም፡፡ ይኹን እምበር ካልኦት ኣብ መላእ ሃገር ዝተዘርግሑ ኣለዉ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com