Friday , April 26 2024

ዮተብሪን ኦስሎን ዘራኽብ ፈጣን ባቡር ሓገዝ ይጠልብ።

ኣብ ቦሁስ ካውንቲ ዝርከባ ሽዱሽተ ምምሕዳራት ከተማ፡ ምስ ኖርወይ ዘራኽበን ፈጣን ባቡር ንምህናጽ ዘኽእለን ገንዘብ ንምውህላል ማሕበራት ኣቚመን ምህላወን ተገሊጹ። ምህናጽ እዚ ፈጣን ባቡር፡ ንቊጠባ እቲ ዞባ ከደንፍዕ እዩ ዝብል ትጽቢት ተጌርሉ’ሎ።

ሎሚ ካብ ዮተበሪ ናብ ኦስሎ ንምጒዓዝ 3 ሰዓትን 40 ደቓይቕን እዩ ዝወስድ። ፕሮጀክት ምህናጽ ፈጣን ባቡር ስካገብርካባናን ዮተበሪን ኦስሎን ከራኽብ እንተኾይኑ 256 ኪሎሜትር ዝንውሓቱ ድርብ ትራክ መንገዲ ኣየር ከድልዮ እዩ። ዝወስዶ ግዜ ኸኣ ናብ ሓደ ሰዓት ጥራይ ክሓጽር እዩ።

 

እንተኾነ ግና ነቐፍቲ ኣብ ዋጋ፡ ናይ ግዜ ሰሌዳን ተኽእሎን እዚ ፕሮጀክት ጥርጣረታት ከም ዘለዎም ክገልጹ ምጽንሖም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com